|
I would love to hear your thoughts. Your views and your comments can help me grow, so please feel free to drop me a line or two. |
“ኣብ ልብኺ ዘሎስ እንታይ’ሞ ንበሎ” ኣሕዋተይን ኣሓተይን ናይ ልብኹም ኣውጉዑኒ። ሓሳባትኩም ኣካፍሉኒ። ሃናጺ ርእይቶታትኩም ኣይትበቀቑለይ መታን ክዓቢ’ሞ ኣበርክቶይ ድማ ብኡኡ መንጽር ክዓቢ። ሓደ ክልተ መስመር ምሕንጣጥ ኣይትሕመቑ። |