Welcome!

I am an analytical chemist by profession, specialized in separation science. I possess academic and non-academic as well as technical and analytical skills. For my journey in the academia so far, please check my theses and the list of my publications.

I encourage you to visit my website, and if you do, I will take you to places you have never been and share stories you are not familiar with. If you stay tuned with me, I guarantee you adventures with no end. Let me take you to Eritrea (aka: the North Korea of Africa), through my book: The Lawless Nation. The book is recently translated in to the Tigrigna language: ሕጊ ኣልቦ ሃገር. For timely updates, please visit my Facebook page, the publisher’s website or follow me on Twitter.

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!

ብትምህርተይ ናይ ስነ-ቕመም (analytical chemistry) በዓል ሞያ ኮይነ፡ ዝያዳ ሓይለይ ድማ ኣብ ምፍላይን ምጽራይን ናይ ቅመማት (chemicals) እዩ። ኣብ ጉዕዞ ትምህርተይ ኮነ ዝተሳተፍኩዎም ስራሓውቲ፡ ኣካዳሚያውን ዘይኣካድምያውን ኮነ ቴክኒካዊ ዓቕምታተይ ክድልብ ኣኽኢሎምኒ’ዮም። ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ እዋን ምህሮይ ኮነ ኣብ ስራሕ ዓለም ክሳዕ ሕጂ ዝሰራሕኩዎምን ዘበረከትኩዎምን ንምርኣይ ኣብ theses ከምኡ ድማ ኣብ publications ብምጥዋቕ ተወከሱ።

ኣብዚ ናይ ውልቀይ መርበብ (website) ገጽኩም ብቐጻሊ ክትዛወሩን ክትበጽሑን ድማ የታባብዓኩም። “ዝዘወረት እግሪ” ከም ዝባሃል ኣብዚ ናተይ መርበብ ምስ እትንቀሳቐሱ፡ ብኾፍኩም ኣብ ገዛኹም ኮይንኩም በቲ ዝጽሕፎ ዛንታት ጥራይ፡ እግርኹም ዘይረገጾ ዓድን ሃገርን ኮነ፡ ቦኽሪ እዝንኹም ዝኾነ ዛንታት ጀባእ ክብለኩም’የ። ከም መፈለምታ ናይዚ በዛ ኣብ ዓመተ 2017 ንሕትመት ዝብቐዐት The Lawless Nation ዘርእስታ መጽሓፈይ ናብ ኤርትራ (ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ) ክወስደኩም። እነሆ ድማ ድሕሪ ክልተ ዓመት ናብ ትግርኛ ተተርጕማ ናብ ኣንበብቲ ትቐርብ ኣላ። ንእዋናዊ ስራሓውተይ ኮነ ሓበሬታ ኣብ Facebook ወይ ኣብ Twitter ተኻታተሉኒ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ መርበብ ናይ ኣሕታሚ ተወከሱ።

Cover-Tigrigna_BTW

 

The-Lawless-Nation-Cover

 

Please Note:

If you would like me to share my story in person, I would be delighted to do so. Don’t hesitate to contact me for arrangements.

ብዛዕባይ ኮነ ብዛዕባ ናብ ሓፋሽ ኣቕሪበዮም ዘለኹ ዛንታታት ካብ ቃለይ ክስማዕ ምስ ዝድለ፡ ኣብ contact ዝብል ብምጥዋቕ መልእኽቲ ክትሰዱለይ ትኽእሉ። ቅድመ ምድላዋት እንተ ተጌሩሉ፡ ተምኵሮ ከካፍል ባህ ይብለኒ።